ገለ ነገር ዛዝም!
ህይወት ብዛዕባ ነገራት ምጅምር ዘይኮነት ብዛዕባ ነገራት ምዝዛም እያ። ምጅማር ፅቡቅ እዩ። ይሕመቅ ይፀብቅ ብዘየግድስ ክንጅምር አለና። ግን ድማ ዝኾነ ነገር ቅድሚ ምጀማርና ኣብ እልፊ መፅናዕቲ ፣ እልፊ ምድላው ንባኽን እንተኾይና ዝሓሰብናዮ ኣይንጅምሮን ወይ ድማ ጀሚርና ኣይክንፍፅሞን ኢና። ዝኾነ ሰብ ጀሚሩ ብምውንዛፍ ወይ ፍርቂ ብምዝዛም ዝተዓወተ የለን፤ ኣብ መፈፀምታ ብምብፃሕ እምበር። ስለዚ ዝጀመርናዮ ነገር ይሕመቅ … Read more